ሓምለ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ሓምለ-ነሓሰ 2021 5-11 ሓምለ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ የሆዋ ብኸመይ እዩ ኺምለኽ ዚደሊ፧ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ | ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ ድንጋጽ ብምርኣይ 12-18 ሓምለ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ “ኣይትጨነቕ” 19-25 ሓምለ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት 26 ሓምለ–1 ነሓሰ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ህይወት ሰብ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ እያ 2-8 ነሓሰ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ የሆዋ ንእንስሳታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ | ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ ልቢ ብምትንካይ 9-15 ነሓሰ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ የሆዋ ንኣንስቲ ኸም ዚሓልየለን እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ ንዓበይቲ ኣንስቲ ኸም ኣዴታትካ ንነኣሽቱ ኣንስቲ ኸም ኣሓትካ ጌርካ ሓዘን 16-22 ነሓሰ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ‘ኵሉ እዚ በረኸት እዚ ኼርክበካ እዩ’ ክርስትያናዊ ህይወት ፍጥረት ብዛዕባ ፍቕሪ ኣምላኽ ይገልጽ 23-29 ነሓሰ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ንየሆዋ ምግልጋል ከቢድ ኣይኰነን ክርስትያናዊ ህይወት ተባዕ ምዃን ከቢድ ኣይኰነን 30 ነሓሰ–5 መስከረም ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ካብቲ ኣብቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ መዝሙር ዚርከብ ስእላዊ ዘረባ ተምሃር ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት