ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 4
  • 12-18 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 12-18 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 4

12-18 ሓምለ

ዘዳግም 13-15

  • መዝሙር 38ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘዳ 14:21—ካብቲ ንማሕስእ ብጸባ ኣዲኡ ኣይተብስሎ ዚብል ሕጊ፡ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w06 1/4 31)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 13:1-18 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፡ መከራ—1ዮሃ 5:19 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ንሰማዕቲ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተቶም።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 11)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 7

  • “ኣይትጨነቕ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ፍቕሪ ኸቶ ኣይተቋርጽን፡ ዋላ እኳ ድኽነት እናሃለወ—ኮንጎ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 122

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 42ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ