ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 7
  • ህይወት ሰብ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ እያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ህይወት ሰብ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ እያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣብ የሆዋ ተማዕቈብ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • “ወድኺ ኣልዕሊ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ትዝክሮዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2017
  • የሆዋ ብኸመይ እዩ ኺምለኽ ዚደሊ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 7

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ህይወት ሰብ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽብርቲ እያ

ከተማታት ዕቝባ ብቐሊሉ ኽትበጽሐን ዚከኣላ እየን ነይረን (ዘዳ 19:2, 3፣ w17.11 14 ¶4)

ከተማታት ዕቝባ ንእስራኤላውያን ካብ ዕዳ ደም ንምዕቋብ እየን ዜገልግላ ነይረን (ዘዳ 19:10፣ w17.11 15 ¶9)

ንሓውና ምጽላእ ናብ ዕዳ ደም እዩ ዚመርሓና (ዘዳ 19:11-13፣ it-1 344)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ከምቲ የሆዋ ንህይወት ዘለዎ ኣረኣእያ ኸም ዘሎኒ ኸርእየሉ ዝኽእል ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧’

ስእልታት፦ 1. ሓደ ሓው ማኪና እናዘወረ ብተሌፎኑ መልእኽቲ ይልእኽ። 2. እቲ ሓው ማኪናኡ ደው ኣቢሉ ብተሌፎኑ መልእኽቲ ይልእኽ።
    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ