ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 6
  • ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንድኻታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ብኸመይ እዩ ኺምለኽ ዚደሊ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ንኣንስቲ ኸም ዚሓልየለን እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ሕግታት የሆዋ ጥበብን ፍትሕን የንጸባርቕ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 6
ሙሴ ንሓንቲ ሰበይትን ንሓደ ሰብኣይን ኪጠርዑ ኸለዉ፡ ጽን ኢሉ ይሰምዖም። ካልእ ሰብኣይ ድማ ይዕዘብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት

ኣይተዳሉ (ዘዳ 16:18, 19፣ it-1 343 ¶5)

ነቲ ጕዳይ ኣጸቢቕካ መርምሮ (ዘዳ 17:4-6፣ it-2 511 ¶7)

ዜጸግመካ ነገር እንተ ተላዒሉ ሓገዝ ድለ (ዘዳ 17:8, 9፣ it-2 685 ¶6)

ሽማግለታት ኣብ ጉባኤ ፍርዲ ኺህቡ ኸለዉ፡ ነዚ ስርዓታት እዚ፡ ተጠንቂቖም ኪስዕብዎ ኣለዎም።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ