2-8 ነሓሰ
ዘዳግም 22-23
መዝሙር 1ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ንእንስሳታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘዳ 23:19, 20—እስራኤላውያን ንጓና ወለድ ዜኽፍሉ፡ ንብጻዮም ግና ወለድ ዘየኽፍሉ ስለምንታይ እዮም፧ (it-1 600)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 23:1-14 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
“ኣብ ኣገልግሎት ሓጐስካ ወስኽ—ልቢ ብምትንካይ”፦ (9 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ደቀ መዛሙርቲ ብምግባር ተሓጐስ—ክእለትካ ኣመሓይሽ—ልቢ ብምትንካይ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ) g 4/15 13—ፍረ ነገር፦ እንስሳታት ምቕታል ጌጋ ድዩ፧ (th መጽናዕቲ 14)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 125
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 129ን ጸሎትን