19-25 ሓምለ
ዘዳግም 16-18
መዝሙር 115ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ብጽድቂ ንምፍራድ ዚሕግዝ ስርዓታት”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 16:9-22 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ንዘበገሶ ርእሰ ነገር እትምልስ መጽሔት ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 3)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 4)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w17.11 17 ¶16-18—ፍረ ነገር፦ ኣብ ክርስትያናዊት ጉባኤ ፍርዲ ዚህቡ ኣለዉ ድዮም፧ (th መጽናዕቲ 18)
ክርስትያናዊ ህይወት
ስሩዕ ፈላሚ ዄንካ ኸተገልግል ትኽእል ዲኻ፧፦ (10 ደቒቕ) ኣብ ናይ ሓምለ 2016 ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ ዚርከባ “ንሓደ ዓመት ክትፍትኖ ትኽእልዶ”ን “መደብ ስሩዕ ፈላምነት”ን ዘርእስተን ዓንቀጻት ተመስሪቱ፡ ብሓላው ኣገልግሎት ዚግበር ምይይጥ። ድሕሪኡ፡ ነታ የሆዋ ኣብ ኣገልግሎትና ይድግፈና ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጠላን።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 123፡ ኣብ ገጽ 282 ዘላ ሳጹን
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 44ን ጸሎትን