ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 15
  • 30 ነሓሰ–5 መስከረም

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 30 ነሓሰ–5 መስከረም
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 15

30 ነሓሰ–5 መስከረም

ዘዳግም 31-32

  • መዝሙር 78ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብቲ ኣብቲ ብድራኸ መንፈስ እተጻሕፈ መዝሙር ዚርከብ ስእላዊ ዘረባ ተምሃር”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘዳ 31:12—ክርስትያን ወለዲ ነዚ መሰረታዊ ስርዓት እዚ ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ (w04 15/9 27 ¶11)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) ዘዳ 32:36-52 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣቀራርባኻ ምስ ኵነታት እቲ ብዓል ቤት ብምስምማዕ እተገድሶ ጥቕሲ ኣንብበሉ። (th መጽናዕቲ 12)

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ) w07 15/5 15-16—ፍረ ነገር፦ ደቅኻ ይዕዘቡኻ እዮም ዘለዉ! (th መጽናዕቲ 16)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 25

  • ካብ ሰናይ ኣብነት እቶም ዚመርሑና ተምሃር፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘ነቶም ዚመርሑና ንዘክሮም’ (እብ 13:7) ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ካብ ኣብነት ቶማስ ሱሊቫን፡ ጆርጅ ጋንገስ፡ ካርል ክለይን፡ ዳንኤል ሲድሊክ እንታይ ንምሃር፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 129፡ ኣብ ገጽ 294 ዘላ ሳጹን

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 13ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ