ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb21 ሓምለ ገጽ 8
  • የሆዋ ንእንስሳታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ንእንስሳታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ነታ ምድሪ ብጥበብ መቓቐላ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • እንስሳታት
    ንቕሑ!—2015
  • የሆዋ ኣብ ክንዲ እስራኤል ተዋግአ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • የሆዋ ብኸመይ እዩ ኺምለኽ ዚደሊ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
mwb21 ሓምለ ገጽ 8

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ ንእንስሳታት ከም ዚሓሊ እቲ ሕጊ ብኸመይ የርኢ፧

ኣብ ጸገም ንዘሎ እንስሳ ዕሽሽ ኣይትበሎ (ዘዳ 22:4፣ it-1 375-376)

ጨቓዊት ንዘለዋ ዑፍ ኣይትጨክነላ (ዘዳ 22:6, 7፣ it-1 621 ¶1)

እተፈላለዩ እንስሳታት ብሓደ ኺጽመዱ የብሎምን (ዘዳ 22:10፣ w03 15/10 32 ¶1-2)

ብዕራይን ኣድግን ብሓደ ተጸሚዶም። ቍመት እቶም እንስሳታት ማዕረ ስለ ዘይኰነ፡ እቲ ኣርዑት ዘንቢሉ።

ንእንስሳታት እንሕዘሉ መገዲ፡ ንየሆዋ የገድሶ እዩ። ንእንስሳታት ብጭካነ ኽንሕዞም ወይ ንምዝንጋዕ ኢልና ኽንቀትሎም የብልናን።—ምሳ 12:10።

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ