መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ ውሽጣዊ ገበር ኣርእሰቲ/ሓበሬታ ሓተምቲ ትሕዝቶ ሓበሬታ ንወለዲ ብሉጽ ምኽሪ ኣበይ ክረክብ እኽእል፧ መግለጺ ምዕራፍ 1 መዝገበይ—ኣንጻር ጾታ ዓርኪ ንኽሕዝ ተዳልየ ድየ፧ ብሕቡእ ዓርኪ ምሓዝ እንታይ ጕድኣት ኣለዎ፧ እዚ ሰብ’ዚ ይዀነኒ ድዩ፧ ኣርኣያ—እታ ሱላሚት ደረት ሓሊፉ ዚበሃል መዓስ እዩ፧ ድንግልናይ ክሕሉ ዘሎኒ ስለምንታይ እየ፧ ኣርኣያ—ዮሴፍ መዝገበይ—ኣንጻር ጾታ ምዕራፍ 2 መዝገበይ—ለውጥታት ሰብነተይ እንታይ እዩ ዚኸውን ዘሎ፧ ንትርኢተይ እንተ ዘይፈተኽዎኸ፧ ስለምንታይ እየ ኻብ ሰበይ ንላዕሊ ዝሓምም፧ መዝገበይ—ለውጥታት ምዕራፍ 3 ዕርክነት ከመይ ገይረ እየ ምስ ሰብ ክሕወስ ዝኽእል፧ ስለምንታይ እዩ ዓርከይ ጐዲኡኒ፧ ኣርኣያ—ልድያ ብኢንተርነት ዚግበር ዕርክነትከ፧ ሕሜት እንታይ ጕድኣት ኣለዎ፧ መዝገበይ—ዕርክነት ምዕራፍ 4 ቤት ትምህርትን መዛኑኻን ኣብ ትምህርቲ ብኸመይ ክነፍዕ እኽእል፧ ከመይ ገይረ እየ ኣብ ቤት ትምህርቲ ንርእሰይ ክከላኸል ዝኽእል፧ ንጸቕጢ መዛኑ ብኸመይ ክዋጽኣሉ እኽእል፧ ኣርኣያ—እቶም ሰለስተ እብራውያን ክልተ ዓይነት ህይወት—ስለምንታይ እየ ዝነግር፧ ኣብ ቤት ትምህርቲ ብዛዕባ ዝገብሮ ዕርክነት እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧ መዝገበይ—ቤት ትምህርትን መዛኑኻን ምዕራፍ 5 ገንዘብ ከመይ ገይረ ገንዘብ ክረክብ እኽእል፧ ንገንዘበይ ብኸመይ ከካውኖ እኽእል፧ ስድራ ቤተይ ድኻታት እንተ ዀይኖምከ፧ ኣርኣያ—እታ ድኻ መበለት መዝገበይ—ገንዘብ ምዕራፍ 6 ወለድኻ ንነቐፌታ ብኸመይ እኽእሎ፧ ስለምንታይ እዮም ስርዓታት ዜብዝሑለይ፧ ወላድየይ ወልፊ ሓሽሽ ወይ መስተ እንተ ኣልይዎኸ፧ ኣርኣያ—ህዝቅያስ ወለደይ እንተ ተቛዪቖም፡ እንታይ ክገብር ኣሎኒ፧ ሓደ ወላዲ ጥራይ እናሃለወኒ ኽሕጐስ እኽእልዶ፧ መዝገበይ—ወለድኻ ምዕራፍ 7 ስምዒታትካ ንስምዒታተይ ብኸመይ ክቈጻጸሮ እኽእል፧ ስለምንታይ እየ ፍጽምና ዝጽበ፧ ኣርኣያ—ጳውሎስ ካብ ግብረ-ሶዶም ብኸመይ ክርሕቕ እኽእል፧ ንጾታዊ ሓሳባት ብኸመይ ከርሕቖ እኽእል፧ መዝገበይ—ስምዒታትካ ምዕራፍ 8 መዘናግዒ ኤለክትሮኒካዊ ጸወታታት ክጻወትዶ፧ ሙዚቃ ንህይወተይ ከይቈጻጸሮ እንታይ ክገብር እኽእል፧ ኣርኣያ—ዳዊት ከመይ ገይረ እየ ኽዘናጋዕ ዝኽእል፧ ስለምንታይ እየ ኻብ ስእለ-ጽዩፍ ክርሕቕ ዘሎኒ፧ መዝገበይ—መዘናግዒ ምዕራፍ 9 መንፈሳዊ ዕቤትካ ስለምንታይ እየ ብስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ክነብር ዘሎኒ፧ ኣርኣያ—ኣሳፍ ከመይ ገይረ እየ ዓርኪ ኣምላኽ ክኸውን ዝኽእል፧ ነቲ ኣብ ኣምላኽ ዘሎኒ እምነት ብኸመይ ክጣበቐሉ እኽእል፧ ክጥመቕዶ፧ ንህይወተይ ኣብ ምንታይ መዓላ እየ ኸውዕላ፧ መዝገበይ—መንፈሳዊ ዕቤትካ ሓባሪ ወረቐት ዕዮ ውሽጣዊ ድሕሪት ገበር ድሕሪት ገበር