ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • yp2 ገጽ 257
  • ኣርኣያ​—ዳዊት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣርኣያ​—ዳዊት
  • መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ንጉስ ዳዊትን ሙዚቃን
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2009
  • ሙዚቃ ንህይወተይ ከይቈጻጸሮ እንታይ ክገብር እኽእል፧
    መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
  • ዝመርጾ ሙዚቃ የገድስ ድዩ፧
    መንእሰያት ዚሓትትዎ
  • ትፈልጥዶ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2024
ዝያዳ ርአ
መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
yp2 ገጽ 257

ኣርኣያ​—ዳዊት

ዳዊት ሙዚቃ ይፈቱ ነበረ። ክኢላ ሙዚቀኛን ደራስን እዩ ነይሩ። መሳርሒ ሙዚቃ እውን ኪሰርሕ ይኽእል ነበረ። (2 ዜና መዋእል 7:6) ኣዝዩ ኽኢላ ኻብ ምዃኑ እተላዕለ፡ ንጉስ እስራኤል ኣብ ቤተ-መንግስቲ ኺወቅዕ ጸውዖ። (1 ሳሙኤል 16:15-23) ዳዊት ነቲ ጻውዒት ተቐበሎ። በዚ ግን ኣይተመክሐን፡ ሙዚቃ ንህይወቱ ኺቈጻጸሮ እውን ኣየፍቀደን። ኣብ ክንዳኡስ፡ ብኽእለቱ ተጠቒሙ ንየሆዋ ወደሶ።

ሙዚቃ ትፈቱዶ፧ ክኢላ ሙዚቀኛ ኸይትኸውን ትኽእል ኢኻ፣ ኰይኑ ግን፡ ኣብነት ዳዊት ክትቀድሕ ትኽእል ኢኻ። ብኸመይ፧ ሙዚቃ ንህይወትካ ኺቈጻጸሮ ብዘይምፍቃድ ወይ ንኣምላኽ ዘየኽብር ነገር ንኽትሓስብ ወይ ንኽትገብር ኪድርኸካ ስቕ ኢልካ ብዘይምርኣይ። ኣብ ክንዳኡስ፡ ሙዚቃ ንህይወትካ መቐረት ከም ዚውስኸላ ንምግባር ተጠቐመሉ። ሙዚቃ ናይ ምፍጣርን ብእኡ ናይ ምሕጓስን ውህበት ካብ ኣምላኽ እዩ። (ያእቆብ 1:17) ዳዊት ነዚ ውህበት እዚ ንየሆዋ ብዜሐጕሶ መገዲ ተጠቐመሉ። ንስኻኸ ኸምኡ ኽትገብር ዲኻ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ