ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • yp2 ገጽ 244-245
  • መዘናግዒ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • መዘናግዒ
  • መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መዝገበይ​—መዘናግዒ
    መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
  • መዘናግዒኻ ጠቓሚ ድዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2011
  • መንፈስ ዜሐድስ ጥዑይ መዘናግዒ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ዝዀነ ይኹን ነገር ካብ የሆዋ ኼርሕቐካ ኣይትፍቀድ!
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
ዝያዳ ርአ
መንእሰያት ዚሓትዎ ሕቶታትን ተግባራዊ መልስታቱን፡ 2ይ ጥራዝ
yp2 ገጽ 244-245

8ይ ክፋል

መዘናግዒ

ከም ስፖርት፡ ሙዚቃ፡ ፊልም፡ ቲቪ፡ ወይ ኤለክትሮኒካዊ ጸወታታት ዝኣመሰለ ዓይነት መዘናግዒ፡ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ እትጥቀመሉ፧

□ ሳሕቲ

□ ሓንሳእ ኣብ መዓልቲ

□ ደጋጊመ ኣብ መዓልቲ

ኣብ ናይ መዘናግዒ ምርጫኻ መን ወይ እንታይ እዩ ልዕሊ ዅሉ ጽልዋ ዚገብር፧

□ መዛኑኻ

□ ወለድኻ

□ ረክላም

ንስኻን መዛኑኻን ኣብ ታሪኽ ካብ ዝሓለፉ ኻልኦት ወለዶታት ንላዕሊ፡ ኣብ መዘናግዒ ዝያዳ ምርጫታት ከይሃለወኩም ኣይተርፍን እዩ። ኰይኑ ግን፡ ኣብ መዓልቲ እተወሰነ ሰዓታት ጥራይ እዩ ዘሎካ። እቲ እትመርጾ ዓይነት መዘናግዒ ኸኣ፡ ንኣተሓሳስባኻን ንኣረኣእያኻን ኪጸልዎ ይኽእል እዩ። ስለዚ፡ ኣብ ምዝንጋዕ እተሕልፎ ግዜ ሚዛናዊ ንኪኸውን፡ ክንደይ ዚኣክል እዩ ኪኸውን ዘለዎ፧ እንታይ ዓይነት መዘናግዒ ኸም እትመርጽከ ብኸመይ ኢኻ ኽትውስን እትኽእል፧ ምዕራፍ 30-33 ንእትመርጾ ዓይነት መዘናግዒ ኣርዚንካ ንኽትርእዮ ኺሕግዛኻ እየን።

[ኣብ ገጽ 244, 245 ምሉእ ስእሊ ይርከብ]

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ