ሕዳር ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ሕዳር-ታሕሳስ 2022 7-13 ሕዳር ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ ክርስትያናዊ ህይወት “ሃቡ” 14-20 ሕዳር ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ የሆዋ ዘይተጸበይዎ ገይሩ 21-27 ሕዳር ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ትብዓትን ቈራጽነትን ቅንኣትን ኣርእዩ ክርስትያናዊ ህይወት ንኸይትደናጐ ዚሕግዘካ ነገር 28 ሕዳር–4 ታሕሳስ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ህርፋን ስልጣን ዝነበራ እክይቲ ሰበይቲ ተቐጺዓ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ “ብዘላ ቤት ኣከኣብ . . . ክትጠፍእ እያ”—2ነገ 9:8 ክርስትያናዊ ህይወት ክርስትያናት ኪመጣጠሩ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ 5-11 ታሕሳስ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ብምሉእ ልቢ ዚግበር ጻዕሪ ብዙሕ በረኸት የምጽእ ክርስትያናዊ ህይወት የሆዋ ጻዕርና ይዝክር 12-18 ታሕሳስ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ትዕግስቲ የሆዋ ደረት ኣለዎ ክርስትያናዊ ህይወት ንመወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ብምትእምማን ተጸበዮ 19-25 ታሕሳስ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ተቓወምትና ኼዳኽሙና ዚፍትኑ ብኸመይ እዮም፧ ክርስትያናዊ ህይወት መስጐጕቲ እናሃለወ ኽነሱ ተሓጐስ 26 ታሕሳስ 2022–1 ጥሪ 2023 ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ ጸሎት ንየሆዋ ጣልቃ ኺኣቱ ደሪኽዎ ክርስትያናዊ ህይወት ጸሎትና ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር እዩ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት