12-18 ታሕሳስ
2 ነገስት 16-17
መዝሙር 115ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ትዕግስቲ የሆዋ ደረት ኣለዎ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ነገ 17:18-28 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት ብዛዕባ ወብሳይትና ንገሮን ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃቦን። (th መጽናዕቲ 4)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 20)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 08 ነጥቢ 5 (th መጽናዕቲ 9)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንመወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ብምትእምማን ተጸበዮ”፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ።
ውድባዊ ዕማማት፦ (10 ደቒቕ) ነታ ንታሕሳስ እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 16 ¶14-20፡ ሳጹን 16ለ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 27ን ጸሎትን