ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 2
  • ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • “ኦ የሆዋ፡ . . . ኣዒንቱ ኽፈት”
    ብትብዓት ምስ ኣምላኽ ተመላለስ
  • ናይ የሆዋ ሰራዊት ሓዊ
    ካብ መጽሓፍ ቅዱስ እትምሃሮ ትምህርቲ
  • ኤልሳእ ሰረገላታት ሓዊ ርእዩ ንስኻኸ፧
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2013
  • ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 2
ኤልሳእ ንዝደንጸዎ ጊልያኡ ናብቶም ንሰራዊት ሶርያ ኸቢቦምዎም ዝነበሩ ብዙሓት ፈረሰኛታትን ሰረገላታት ሓውን የርእዮ።

ኤልሳእ ንጊልያኡ “ኻብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ” ይብሎ።—2ነገ 6:16

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ

ኤልሳእን ጊልያኡን ብጸላእቲ ተኸቢቦም (2ነገ 6:13, 14፣ it-1 716 ¶4)

ኤልሳእ ሃዲኡ ንጊልያኡ ኣበርቲዕዎ (2ነገ 6:15-17፣ w13 15/8 30 ¶2፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

የሆዋ ንኤልሳእን ንጊልያኡን ብተኣምር ኣድሒንዎም (2ነገ 6:18, 19፣ it-1 343 ¶1)

ኤልሳእ ንዝደንጸዎ ጊልያኡ ናብቶም ንሰራዊት ሶርያ ኸቢቦምዎም ዝነበሩ ብዙሓት ፈረሰኛታትን ሰረገላታት ሓውን የርእዮ።

ተቓወምትና ኻብ የሆዋ ኣይሕይሉን እዮም። ናብ መንፈሳዊ ዓለም እንተ ንጥምት እሞ፡ የሆዋ ህዝቡ ንምዕቋብ ንመላእኽቲ ብኸመይ ይጥቀመሎም ከም ዘሎ ኽንርኢ እንተ ንኽእል፡ እንታይ እንርኢ ይመስለካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ