ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 16
  • ንኸይትደናጐ ዚሕግዘካ ነገር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ንኸይትደናጐ ዚሕግዘካ ነገር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ከተዋህልሎ ስለ ዘይትኽእል ብግቡእ ተጠቐመሉ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ትብዓትን ቈራጽነትን ቅንኣትን ኣርእዩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ኣቱም መንእሰያት፡ በቲ “ዓብዪ ኣፍ ደገ” ንምእታው ኣይትደንጕዩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • መንፈሳዊ ህርፋነይ
    ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 16
ስእልታት፦ 1. የሁ፡ ዘይቲ ኣብ ርእሱ ብምፍሳስ ይቕባእ። 2. የሁ ንውግእ ተዓጢቑ ብሰረገላ ይነፍጽ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ንኸይትደናጐ ዚሕግዘካ ነገር

ሓደ ዚደናጐ ሰብ፡ ሽዑሽዑ ኺገብሮ ዚኽእል ወይ ኪገብሮ ዘለዎ ነገር ይውንዝፍ እዩ። የሁ ግና ከምዚ ዓይነት ሰብ ኣይነበረን፣ ከመይሲ፡ የሆዋ ንቤት ኣከኣብ ኪወቅዕ ምስ ኣዘዞ፡ ኣይተደናጐየን። (2ነገ 9:6, 7, 16) ገሊኦም ከምዚ ይብሉ፦ “ምናልባት ድሕሪ ሒደት ዓመታት እጥመቕ እኸውን፧” “ኣብ ቀረባ ግዜ መጽሓፍ ቅዱስ መዓልቲ መዓልቲ ምንባብ ኪጅምር ተስፋ እገብር።” “ዝሓሸ ስራሕ ምስ ረኸብኩ ፈላሚ ኪኸውን ከመልክት እየ።” ቅዱሳት ጽሑፋት ኣብ ገሊኡ መዳያት ኣምልኾ ኸይንደናጐ ኺሕግዘና ይኽእል እዩ።

እዘን ዚስዕባ ጥቕስታት ንኸይንደናጐ ኺሕግዛና ዚኽእላ ብኸመይ እየን፧

  • መክ 5:4

  • መክ 11:4

  • 1ቈረ 7:29-31

  • ያእ 4:13, 14

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ