ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 6
  • ክርስትያናት ኪመጣጠሩ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ክርስትያናት ኪመጣጠሩ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ኣሓት ኪመጣጠራ ዚኽእላ ብኸመይ እየን፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2021
  • መንፈሳዊ ሸቶታትካ ኽትበጽሓሉ እትኽእል መገድታት
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2006
  • “ሰብኣያ ኣብ ኣፍ ደገታት ከተማ ፍሉጥ እዩ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2016
  • ኣምላኻዊ ባህርያት ኣማዕብል—እምነት
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 6

ክርስትያናዊ ህይወት

ክርስትያናት ኪመጣጠሩ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧

ኣሕዋትን ኣሓትን ንኸም ፈላምነት፡ ኣገልግሎት ቤት-ኤል፡ ህንጸት ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ዚኣመሰለ መንፈሳዊ ሸቶታት ኪወቕዑ ይጽዕሩ እዮም። ብዘይካዚ፡ ኣሕዋት ሓለውቲ ኪዀኑ ይመጣጠሩ እዮም። (1ጢሞ 3:1) ከምዚ ኺብሃል ከሎ ግና፡ ክርስትያናት ስልጣን ወይ ሓላፍነት ኪረኽቡ ይሃርፉ እዮም ማለት ድዩ፧

ነታ ክትመጣጠር ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ (1ጢሞ 3:1) ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

እዘን ዚስዕባ ጥቕስታት ነቲ እንመጣጠረሉ ሰለስተ ምኽንያት ከነስተብህል ዚሕግዛና ብኸመይ እየን፧

  • ማቴ 5:14-16

  • 1ጢሞ 4:15

  • እብ 5:14-6:1

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ