ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 9
  • የሆዋ ጻዕርና ይዝክር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • የሆዋ ጻዕርና ይዝክር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ንፍቕርኻ ኣይርስዖን እዩ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
  • ነቶም ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎት ዘለዉ ዘክሮም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
  • ጻዕሪ ንዚሓትት ስራሕ ብኸመይ ከም እትሕጐሰሉ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2015
  • ካባታቶም እንታይ ክትምሃሩ ትኽእሉ፧
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 9
ካብ “የሆዋ ኣይርስዕን እዩ” ዘርእስታ ቪድዮ እተወስደ ስእልታት። ስእልታት፦ 1. ዴቪድ ሂብሽማንን ኦብሪ ቢቨንስን ኣብ ጐደና ከንታኪ ፖስተራት ተሰኪሞም ዘርኢ መርኣያ። እቲ ፖስተር ድማ ፈስ ቱ ፋክትስ ዘርእስቱ ብሓውና ራዘርፎርድ ዚቐርብ መደረ የፋልጥ። 2. ሓውና ሂብሽማን ምስቶም ኣብ ጓተማላ ምስ ብጾቱ ኣባላት ኮሚተ ጨንፈር ተኣኪቡ። 3. ሓውና ሂብሽማን ምስ ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ኣኼባ ዞባ ስእሊ ይስኣል።

ክርስትያናዊ ህይወት

የሆዋ ጻዕርና ይዝክር

ሓድሓደ ግዜ፡ ሰባት ነቲ ምእንታኦም እንገብሮ ጻዕሪ፡ ዘየማስውሉን ቀልጢፎም ዚርስዕዎን ኰይኑ ይስምዓና ይኸውን። ንየሆዋ ኢልና እንገብሮ ዕዮኸ፧ እቲ መማሰዊ ዝዀነ ኣምላኽና፡ ነቲ ንዕኡ ንምግልጋል ኢልና እንገብሮ ጻዕሪ ፈጺሙ ኣይርስዖን እዩ። እቲ እንገብሮ ዝነበርና ነገር ብሰንኪ ጸገም ጥዕና እኳ እንተ ተደረተ፡ የሆዋ ግና ፈጺሙ ኣይሓድገናን እዩ።—እብ 6:10።

ነታ የሆዋ ኣይርስዕን እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ሓውና ሂብሽማን ኣብ እተፈላለየ መዳያት ኣገልግሎት ንየሆዋ ተጊሁ ዘገልገሎ ብኸመይ እዩ፧

  • ሓውና ሂብሽማን ሰበይቱ ምስ ሞተቶን ብእርጋን ዓቕሙ ምስ ተደረተን የሆዋ ዘይረሰዖ ብኸመይ እዩ፧

  • ሓውና ሂብሽማን እቲ ኣብ ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልግሎቱ ዘሕለፎ ህይወት በረኸት ዝመልኦ ዝነበረ ብኸመይ እዩ፧—ምሳ 10:22

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ