5-11 ታሕሳስ
2 ነገስት 13-15
መዝሙር 127ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ብምሉእ ልቢ ዚግበር ጻዕሪ ብዙሕ በረኸት የምጽእ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ነገ 13:20, 21—እዚ ተኣምር እዚ ቕዱስ እዩ ንዚብሃል ሃይማኖታዊ ቕርሲ ፍሉይ ኣኽብሮት ክንህቦ ኸም ዘሎና ድዩ ዜርኢ፧ (w05 1/8 11 ¶4)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ነገ 13:20-14:7 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ንብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 1)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ብብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ትምህርቲ 01 ጌርካ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 20)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) km 8/03 1—ፍረ ነገር፦ ዕረፍቲ ዘምጽእ ዕዮ (th መጽናዕቲ 11)
ክርስትያናዊ ህይወት
“የሆዋ ጻዕርና ይዝክር”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ የሆዋ ኣይርስዕን እዩ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 16 ¶9-13፡ ሳጹን 16ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 29ን ጸሎትን