ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 2
  • 7-13 ሕዳር

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 7-13 ሕዳር
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 2

7-13 ሕዳር

2 ነገስት 5-6

  • መዝሙር 55ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ካብቶም ምሳታቶም ዘለዉስ ምሳና ዘለዉ ይበዝሑ”፦ (10 ደቒቕ)

  • መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • 2ነገ 5:15, 16—ኤልሳእ ነቲ ንእማን ዘምጽኣሉ ገጽ በረኸት ዘይተቐበለ ስለምንታይ እዩ፧ ካብዚኸ እንታይ ንምሃር፧ (w05 1/8 9 ¶2)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ነገ 5:1-14 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ ብስራት—መዝ 37:10, 11 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ሕተት።

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 12)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 08 መእተውን ነጥቢ 1-3ን (th መጽናዕቲ 15)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 37

  • “ሃቡ”፦ (15 ደቒቕ) ብሽማግለ ዚግበር ምይይጥ። ነታ ስለቲ ልግስኹም ነመስግነኩም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ንኣሕዋት ነቲ ዝገበርዎ ልግሲ ዘርዚርካ ንኣዶም።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 15 ¶8-14

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 34ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ