26 ታሕሳስ 2022–1 ጥሪ 2023
2 ነገስት 20-21
መዝሙር 41ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ጸሎት ንየሆዋ ጣልቃ ኺኣቱ ደሪኽዎ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ነገ 21:13—የሆዋ ንየሩሳሌም ብመዐቀኒ ጽፍሒ ዓቂኑዋ ኺብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (it-2 240 ¶1)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ነገ 21:1-15 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 4)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብናጻ ኸም እንመርሕ ግለጸሉን ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃቦን። (th መጽናዕቲ 6)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 08 ነጥቢ 6 (th መጽናዕቲ 19)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ጸሎትና ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር እዩ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ናይ ጸሎት ሰብ እየ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 17 ¶9-14
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 22ን ጸሎትን