ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb22 ሕዳር ገጽ 15
  • ጸሎትና ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር እዩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ጸሎትና ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር እዩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ብጸሎት ኣቢልካ ንኣምላኽ ቅረቦ
    መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧
  • ጸሎትካ “ኸም ዕጣን” ድዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • ነቲ ‘ጸሎት ዚሰምዕ’ ብኸመይ ከም እትቐርቦ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2006
  • ንፍሉይ መሰል ጸሎት ኣኽቢርካ ርኣዮ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ (መጽናዕቲ)—2022
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2022
mwb22 ሕዳር ገጽ 15
ስእልታት፦ ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ኣሕዋትን ኣሓትን ይጽልዩ። 1. ሓንቲ ቘልዓ ምስ ኣዲኣ ኣብ ናይ ድቃስ ሰዓት 2. ሓደ ሰብኣይ ምስታ ኣብ ሆስፒታል ደቂሳ ዘላ ሰበይቱ። 3. ሓደ ሰብኣይ ብእግሩ ይጓዓዝ። 4. እተጨነቐት ሓብቲ። 5. ሓንቲ ሓብቲ መጽናዕቲ ቕድሚ ምግባራ። 6. ሓደ ሓው ኣብ ዘይማዕበለት ሃገር። 7. ወለዲ ምስ ንእሽቶ ጓሎም ቅድሚ ምምጋቦም።

ክርስትያናዊ ህይወት

ጸሎትና ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኽቡር እዩ

የሆዋ ዚቕበሎ ጸሎት ልክዕ ከምቲ ኣብ ቤተ መቕደስ ኣብ ቅድሚኡ ዚዕጠን ዝነበረ ጥዑም ዝጨናኡ ዕጣን እዩ። (መዝ 141:2) ንሰማያዊ ኣቦና ብዛዕባ ፍቕርና፡ ሞሳና፡ ሻቕሎትና፡ ድሌትና ኽንገልጸሉ ኸለናን መምርሒታቱ ኺህበና ኽንጽሊ ኸለናን ነቲ ምስኡ ዘሎና ምሕዝነት ክብ ኣቢልና ኸም እንርእዮ እዩ ዚሕብር። ልክዕ እዩ፡ የሆዋ ነቲ ኣብ ኣኼባታትና ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ዚቐርብ ሓጺር ጸሎት ኣገዳሲ ኽፍሊ ኣምልኾና ኸም ዚዀነ ገይሩ እዩ ዚርእዮ። እንተዀነ ግና፡ ልብና ብምፍሳስ ንውሕ ዝበለ ብሕታዊ ጸሎት ምስ እነቕርብ፡ እዚ ንየሆዋ የሐጐሶ እዩ።—ምሳ 15:8።

ነታ ናይ ጸሎት ሰብ እየ ዘርእስታ ቪድዮ ርኣያ እሞ፡ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦

  • ሓውና ጆንሰን እንታይ ፍሉይ መሰል እዩ ረኺቡ፧

  • ሓውና ጆንሰን ኣብ የሆዋ ኸም ዚውከል ብጸሎት ዘርኣየ ብኸመይ እዩ፧

  • ካብ ተመክሮ ሓውና ጆንሰን እንታይ ተማሂርካ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ