ሚያዝያ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ሚያዝያ 2018 ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት 2-8 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 26 ኣብ መንጎ ፋስጋን በዓል ዝኽርን ዘሎ ምምስሳልን ፍልልይን 9-15 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 27-28 ኪዱ ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ—ስለምንታይ፡ ኣበይ፡ ብኸመይ፧ ክርስትያናዊ ህይወት ስብከትን ትምህርትን ደቀ መዛሙርቲ ኣብ ምግባር ዘለዎ ኣገዳስነት 16-22 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማርቆስ 1–2 “ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ” 23-29 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማርቆስ 3–4 ብሰንበት ምሕዋይ 30 ሚያዝያ–6 ግንቦት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማርቆስ 5–6 የሱስ፡ ሞይቶም ንዘለዉ ፍቑራትና ኼተንስኦም ስልጣን ኣለዎ ክርስትያናዊ ህይወት ነቲ ንመምሃሪ ዚኸውን ቀንዲ ናውቲ ጽቡቕ ጌርካ ተጠቐመሉ