16-22 ሚያዝያ
ማርቆስ 1-2
መዝሙር 130ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ እዩ”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ ማርቆስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
ማር 2:3-5—የሱስ ንሓደ ልሙስ ብርሕራሐ ሓጢኣቱ ሓደገሉ (jy 67 ¶3-5)
ማር 2:6-12—የሱስ ነቲ ልሙስ ብምሕዋይ፡ ሓጢኣት ኪሓድግ ስልጣን ከም ዘለዎ ኣርኣየ (nwtsty፡ ኣብ ማር 2:9 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ኣየናይ ይቐልል”)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ማር 1:11—እቲ የሆዋ ንየሱስ እተዛረቦ ቓላት እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማር 1:11 ዚርከብ ነጥብታት መጽናዕቲ፦ “ካብ ሰማያት . . . ድምጺ መጸ፡” “ወደይ ንስኻ ኢኻ፡” “ዝሰመርኩኻ”)
ማር 2:27, 28—የሱስ ንርእሱ “ጐይታ ሰንበት” ኢሉ ዝጸውዓ ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማር 2:28 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ጐይታ ሰንበት”)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማር 1:1-15
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣነ ንጻድቃን ዘይኰነስ፡ ንሓጥኣን እየ ኽጽውዕ መጺአ”፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኻብ ማእሰርቲ ናብ ብልጽግና ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ ንዶናልድ ናይ ሓቂ ሓጐስ ኪረክብ ዝሓገዞ እንታይ እዩ፧ ክንሰብኽ ከለና ነቲ ንሰባት ብዘይ ኣድልዎ ዚሕዝ ዝነበረ የሱስ ክንመስሎ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧—ማር 2:17።
የሆዋ “ብዙሕ” ይቕረ ይብል፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ የሆዋ፡ ንዓኻ ቐዳምነት ክህበካ እየ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ ኣናሊስ ናብ የሆዋ እተመልሰት ብኸመይን ስለምንታይን እያ፧ (ኢሳ 55:6, 7) ተመክሮኣ ነቶም ካብ የሆዋ ዝረሓቑ ንምሕጋዝ ክንጥቀመሉ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 11 ሕ.ጽ. 1-8
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 82ን ጸሎትን