ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሚያዝያ ገጽ 2
  • 2-8 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 2-8 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሚያዝያ ገጽ 2

2-8 ሚያዝያ

ማቴዎስ 26

  • መዝሙር 19ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣብ መንጎ ፋስጋን በዓል ዝኽርን ዘሎ ምምስሳልን ፍልልይን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 26:17-20—የሱስ ምስ ሃዋርያቱ ንመወዳእታ እዋን ፋስጋ በልዐ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 26:18 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ምግቢ ፋስጋ”)

    • ማቴ 26:26—ኣብ በዓል ዝኽሪ ዚቐርብ ቅጫ፡ ንስጋ የሱስ የመልክት (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 26:26 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ማለት”)

    • ማቴ 26:27, 28—ኣብ በዓል ዝኽሪ ዚቐርብ ወይኒ፡ ን“ደም ኪዳን” የሱስ የመልክት (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 26:28 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ደም ኪዳን”)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 26:17—ዓሰርተው ሰለስተ ኒሳን፡ “ቀዳመይቲ መዓልቲ በዓል ቅጫ” ተባሂላ ኽትጥቀስ እትኽእል ስለምንታይ እያ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 26:17 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ በዓል ቅጫ”)

    • ማቴ 26:39—የሱስ፡ “እዛ ጽዋእ እዚኣ ኻባይ ትሕለፍ” ኢሉ ኺጽሊ ዝደረኾ እንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 26:39 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “እዛ ጽዋእ እዚኣ ኻባይ ትሕለፍ”)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 26:1-19

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 59 ¶21ን 22ን ተወሳኺ ሓበሬታን

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 20

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (8 ደቒቕ)

  • ዓርኪ የሆዋ ኹን—በጃ፦ (7 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ቈልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ሰባት ዚሓምሙን ዚኣርጉን ዚሞቱን ስለምንታይ እዮም፧ የሆዋ እንታይ ተስፋ እዩ ሂቡና፧ ኣብ ገነት ንመን ክትረኽቡ ትደልዩ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 8-11፡ “መበቈልን ዕላማን በዓል ልደት፡” “ካልእ በዓላትን ጽምብላትን ተቓሊዑ” ዘርእስተን ሳጹናት

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 48ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ