ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማቴዎስ 27-28
ኪዱ ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ—ስለምንታይ፧ ኣበይ፧ ብኸመይ፧
ስለምንታይ፧ የሱስ ካብ የሆዋ ሰፊሕ ስልጣን ተቐቢሉ
ኣበይ፧ የሱስ ንሰዓብቱ “ኻብ ኵሎም ኣህዛብ” ደቀ መዛሙርቱ ኺገብሩ ኣዚዝዎም
ንዅሉ እቲ የሱስ ዝኣዘዞ ትእዛዛት ኪሕልዉ ንኻልኦት ምምሃር ቀጻሊ ጻዕሪ ይሓትት
ንኻልኦት ትእዛዛት የሱስ ብኸመይ ንምህሮም፧
ንተምሃሮና ነቲ የሱስ ዝመሃሮ ትምህርትታት ኣብ ግብሪ ምእንቲ ኼውዕልዎ ብኸመይ ክንሕግዞም ንኽእል፧
ንተምሃሮና ኣብነት የሱስ ምእንቲ ኺስዕቡ ብኸመይ ክንሕግዞም ንኽእል፧