ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሚያዝያ ገጽ 6
  • 30 ሚያዝያ–6 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 30 ሚያዝያ–6 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሚያዝያ ገጽ 6

30 ሚያዝያ–6 ግንቦት

ማርቆስ 5-6

  • መዝሙር 151ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሱስ፡ ሞይቶም ንዘለዉ ፍቑራትና ኼተንስኦም ስልጣን ኣለዎ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማር 5:38—ሞት እተፍቅሮ ሰብ፡ ሓዘን የስዕብ

    • ማር 5:39-41—የሱስ ኣብ ልዕሊ እቶም “ሞይቶም ዘለዉ” ስልጣን ኣለዎ (nwtsty፡ ኣብ ማር 5:39 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ደቂሳ ኣላ እምበር፡ ኣይሞተትን”)

    • ማር 5:42—እቲ ኣብ መጻኢ ዚፍጸም ትንሳኤ “ብታሕጓስ ፍንጭሕ” ዜብል ኪኸውን እዩ (jy 118 ¶6)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማር 5:19, 20—የሱስ ኣብዛ ጥቕሲ እዚኣ እተፈልየ መምርሒ ዝሃበ ስለምንታይ እዩ ኪኸውን ዚኽእል፧ (nwtsty፡ ኣብ ማር 5:19 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ንገሮም”)

    • ማር 6:11—“ደሮና ኣእጋርኩም ንገፉ” ኺብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማር 6:11 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ደሮና ኣእጋርኩም ንገፉ”)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማር 6:1-13

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ነቲ ብዓል ቤት ወብ ሳይት jw.org ኣርእዮ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕስን ንዚቕጽል ምብጻሕ ዚኸውን ሕቶን ምረጽ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 36 ¶23-24—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 144

  • “ነቲ ንመምሃሪ ዚኸውን ቀንዲ ናውቲ ጽቡቕ ጌርካ ተጠቐመሉ”፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ።

  • ኣብ ውድብ የሆዋ መጸናንዒ ምርካብ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ ገለ ኻብቲ እንዳ ፔራ ዘጋጠሞም ፈተናታት እንታይ እዩ፧ ኪጻወርዎ ዝሓገዞም እንታይ እዩ፧ ፈተናታት ኬጋጥመና ኸሎ ቲኦክራሲያዊ ልማዳትና ኸነቋርጽ ዘይብልና ስለምንታይ እዩ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 11 ሕ.ጽ. 22-28፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 89ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ