ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሚያዝያ ገጽ 3
  • 9-15 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 9-15 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሚያዝያ ገጽ 3

9-15 ሚያዝያ

ማቴዎስ 27-28

  • መዝሙር 69ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኪዱ ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ—ስለምንታይ፧ ኣበይ፧ ብኸመይ፧” (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 28:18—የሱስ ሰፊሕ ስልጣን ኣለዎ (w04 1/7 8 ¶4)

    • ማቴ 28:19—የሱስ፡ ዓለምለኻዊ ወፈራ ስብከትን ትምህርትን ኪግበር ጻውዒት ኣቕረበ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 28:19 ዚርከብ ነጥብታት መጽናዕቲ፦ “ደቀ መዛሙርቲ ግበሩ፡” “ካብ ኵሎም ኣህዛብ”)

    • ማቴ 28:20—ሰባት ንዅሉ እቲ የሱስ ዝመሃሮ ትምህርቲ ኺፈልጡን ኣብ ግብሪ ኼውዕልዎን ክንሕግዞም ኣሎና (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 28:20 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ምሃርዎም”)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 27:51—እቲ መጋረጃ ኣብ ክልተ ምትርታሩ እንታይ የመልክት፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 27:51 ዚርከብ ነጥብታት መጽናዕቲ፦ “መጋረጃ፡” “መቕደስ”)

    • ማቴ 28:7—መልኣኽ የሆዋ ነተን ናብ መቓብር የሱስ ዝመጻ ኣንስቲ ዜኽበረን ብኸመይ እዩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማቴ 28:7 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ከም ዝተንስአ ንደቀ መዛሙርቱ ንገራኦም”)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 27:38-54

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) g17.2 14—ፍረ ነገር፦ የሱስ ኣብ መስቀል ድዩ ሞይቱ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 70

  • “ስብከትን ትምህርትን ደቀ መዛሙርቲ ኣብ ምግባር ዘለዎ ኣገዳስነት”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነዚ ኽትመያየጥሉ ኸለኹም፡ ነተን ‘ከየቋረጽኩም’ ስበኹ—ብዘይወግዓዊ መገድን ኣብ በቤትን ከምኡ እውን ‘ከየቋረጽኩም’ ስበኹ—ብግህዶን ደቀ መዛሙርቲ ምግባርን ዘርእስተን ቪድዮታት ወልዓየን።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 10 ሕ.ጽ. 12-19፡ “መስቀል ብዛዕባ ምጥቃም በብደረጃኡ ዝበርሀ ብርሃን” ዘርእስታ ሳጹን፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 13ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ