ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሚያዝያ ገጽ 5
  • 23-29 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 23-29 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሚያዝያ ገጽ 5

23-29 ሚያዝያ

ማርቆስ 3-4

  • መዝሙር 77ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ብሰንበት ምሕዋይ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማር 3:1, 2—መራሕቲ ሃይማኖት ኣይሁድ ንየሱስ ዚኸስሱሉ ምኽንያት ይደልዩ ነበሩ (jy 78 ¶1-2)

    • ማር 3:3, 4—የሱስ ብዛዕባ ሰንበት ዘይቅዱስ ጽሑፋዊ ኣረኣእያ ኸም ዘለዎም ፈለጠ (jy 78 ¶3)

    • ማር 3:5—የሱስ “በቲ ትሪ ልቦም ጕህዩ” ነበረ (nwtsty፡ ኣብ ማር 3:5 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ጕህዩ ብቝጥዓ”)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማር 3:29—ንመንፈስ ቅዱስ ምጽራፍ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ሳዕቤኑኸ እንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ኣብ ማር 3:29 ዚርከብ ነጥብታት መጽናዕቲ፦ “ንመንፈስ ቅዱስ ዚጸርፍ፡” “ብናይ ዘለኣለም ሓጢኣት ተሓታቲ”)

    • ማር 4:26-29—ካብቲ የሱስ ዝገለጾ ምሳሌ እቲ ዚድቅስ ዘራኢ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (w14 15/12 12-13 ¶6-8)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማር 3:1-19ሀ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ፡ ድሕሪኡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 36 ¶21-22—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 103

  • “ንምስማዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ”፦ (15 ደቒቕ) ንትርጉም ማርቆስ 4:9 ግለጽ። (nwtsty፡  ኣብ ማርቆስ 4:9 ዚርከብ ነጥቢ መጽናዕቲ፦ “ንምስማዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ”) ነታ ምኽሪ ብምስማዕ ጥበበኛ ኹን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነታ ኣብ ምዕራፍ 4 እታ “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ” ዘርእስታ መጽሓፍ እትርከብ፡ “ምኽሪ ስማዕ: ተግሳጽውን ተቐበል” ዘርእስታ ሳጹን ተመያየጡላ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 11 ሕ.ጽ. 9-21

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 31ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ