ሚያዝያ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ሚያዝያ 2019 ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት 1-7 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ቈረንቶስ 7-9 ንጽል ምዃን ውህበት እዩ 8-14 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ቈረንቶስ 10-13 የሆዋ እሙን እዩ ክርስትያናዊ ህይወት ንበዓል ዝኽሪ ብኸመይ ክትዳሎ ኢኻ፧ 22-28 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ቈረንቶስ 14-16 ኣምላኽ ‘ንዅሉ፡ ኵሉ ኪኸውን እዩ’ 29 ሚያዝያ–5 ግንቦት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ቈረንቶስ 1-3 የሆዋ—“ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ” ክርስትያናዊ ህይወት መለኮታዊ ትምህርቲ ስዓብ