ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሚያዝያ ገጽ 2
  • 1-7 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 1-7 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሚያዝያ ገጽ 2

1-7 ሚያዝያ

1 ቈረንቶስ 7-9

  • መዝሙር 136ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ንጽል ምዃን ውህበት እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ቈረ 7:32—ንጽል ዝዀኑ ክርስትያናት ካብቲ ሓዳር ዜምጽኦ ጭንቀት ናጻ ዀይኖም ንየሆዋ ኼገልግልዎ ይኽእሉ እዮም (w11 15/1 17-18 ¶3)

    • 1ቈረ 7:33, 34—ምርዑዋት ክርስትያናት ‘ብዛዕባ እዛ ዓለም እዚኣ እዮም ዚጭነቑ’ (w08 15/7 27 ¶1)

    • 1ቈረ 7:37, 38—መንፈሳዊ ሸቶታት ምእንቲ ኺስዕቡ ኢሎም ንጽል ኰይኖም ዚነብሩ ክርስትያናት፡ ካብቶም ምርዑዋት ክርስትያናት ‘ዝሓሸ ይገብሩ’ (w96 15/10 12 ¶14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • 1ቈረ 7:11—ሓደ ክርስትያን ኣብ ትሕቲ እንታይ ኵነታት እዩ ኻብ መጻምድቱ ኺፈላለ ኺውስን ዚኽእል፧ (lvs 251)

    • 1ቈረ 7:36—ክርስትያናት፡ እዋን ‘ብጽሕናኦም ምስ ሓለፈ’ ጥራይ ኪምርዓዉ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ (w00 15/7 31 ¶2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ቈረ 8:1-13 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ጥቕስታት ግቡእ መእተዊ ተገይሩሉ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 4 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።

  • መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w12 15/11 20—ፍረ ነገር፦ እቶም ንጽል ኪዀኑ ዝወሰኑ ሰባት፡ ብተኣምራዊ መገዲ ንጽል ናይ ምዃን ውህበት ተዋሂብዎም ድዩ፧ (th መጽናዕቲ 12)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 37

  • ንጽል ኴንካ ንእትነብሮ ናብራ ብዕዉት መገዲ ተጠቐመሉ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ብዙሓት ንጽል ዝዀኑ ክርስትያናት እንታይ ብድሆታት እዩ ዜጋጥሞም፧ (1ቈረ 7:39) ጓል ይፍታሕ ሰናይ ኣብነት እትኸውን ብኸመይ እያ፧ የሆዋ ነቶም ብንጽህና ዚመላለሱ እንታይ እዩ ዚህቦም፧ (መዝ 84:11) ኣባላት ጉባኤ ንጽል ንዝዀኑ ኼተባብዕዎም ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ ገለ ኻብቲ ንንጽል ክርስትያናት ተኸፊቱሎም ዘሎ እተፈላለየ መዳያት ኣገልግሎት እንታይ እዩ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 14

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 79ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ