ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሚያዝያ ገጽ 7
  • 29 ሚያዝያ–5 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 29 ሚያዝያ–5 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሚያዝያ ገጽ 7

29 ሚያዝያ-5 ግንቦት

2 ቈረንቶስ 1-3

  • መዝሙር 44ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ—‘ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ’”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ 2 ቈረንቶስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • 2ቈረ 1:3—የሆዋ “ኣቦ ርሕራሐ” እዩ (w17.07 13 ¶4)

    • 2ቈረ 1:4—በቲ ኻብ ኣምላኽ እንረኽቦ ምጽንናዕ ንኻልኦት ነጸናንዕ ኢና (w17.07 15 ¶14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • 2ቈረ 1:22—እቲ ነፍሲ ወከፍ ቅቡእ ክርስትያን ካብ ኣምላኽ ዚቕበሎ “ዕርቡን”ን “ማሕተም”ን እንታይ እዩ፧ (w16.04 32)

    • 2ቈረ 2:14-16—ሃዋርያ ጳውሎስ፡ “ዓጀባ ዓወት” ኪብል ከሎ፡ እንታይ እዩ ኣብ ኣእምሮኡ ሒዙ ነይሩ ኪኸውን ዚኽእል፧ (w10 1/8 23)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 2ቈረ 3:1-18 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 52-53 ¶3-4 (th መጽናዕቲ 8)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 86

  • “መለኮታዊ ትምህርቲ ስዓብ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ትምህርቲ የሆዋ ብመንፈሳዊ መዳይ የሀብትም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 17

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 78ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ