ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሚያዝያ ገጽ 6
  • ኣምላኽ ‘ንዅሉ፡ ኵሉ ኪኸውን እዩ’

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ኣምላኽ ‘ንዅሉ፡ ኵሉ ኪኸውን እዩ’
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • የሆዋ ወትሩ ነቲ ዘተስፈዎ ይፍጽሞ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • መብጽዓታትካ ክትሕሉ ዘሎካ ስለምንታይ ኢዩ፧
    መንግስቲ የሆዋ ይእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—1999
  • ንሽሕ ዓመትን ብድሕሪኡን ዚህሉ ሰላም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2012
  • “ቅዱሳት ኩኑ”
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሚያዝያ ገጽ 6

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ቈረንቶስ 14-16

ኣምላኽ ‘ንዅሉ፡ ኵሉ ኪኸውን እዩ’

15:24-28

እቶም ንየሆዋ እሙናት ኰይኖም እተረኽቡ ዜሐጕስ መጻኢ ኣለዎም። ብዛዕባ ተስፋና ንኻልኦት ብውዕዉዕ ስምዒት ምስ እንዛረብ፡ የሆዋ ዘተስፈዎ ተስፋታት ኣብ ልብና ይቕረጽ እዩ። ሃዋርያ ጳውሎስ ንክርስትያናት ብጾቱ ብዛዕባ እቲ ኣብ መወዳእታ እተን ናይ ሽሕ ዓመት ግዝኣት ክርስቶስ፡ የሆዋ ‘ንዅሉ፡ ኵሉ ኪኸውን’ ከሎ ዚፍጸም ነገራት ኪሓስቡ ኣተባቢዕዎም እዩ።

ኣብቲ ብርቱዕ ጸበባ መላእኽቲ ንህዝቢ ኣምላኽ የዕቍብዎም፣ ሰባት ኣብ ገነት፡ የሱስ ዘውዱ የውጽእ ነታ መንግስቲ ኸኣ ንየሆዋ ኣምላኽ የረክቦ

ካብቲ ኣብ መጻኢ እንረኽቦ በረኸት፡ ንዓኻ ዝያዳ ዚስሕበካ ኣየናይ እዩ፧ ስለምንታይከ፧

ኣምላኽ ዘተስፈዎ ተስፋታት ከም ዚፍጸም ዘእመነካ እንታይ እዩ፧

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ