ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb19 ሚያዝያ ገጽ 6
  • 22-28 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 22-28 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
mwb19 ሚያዝያ ገጽ 6

22-28 ሚያዝያ

1 ቈረንቶስ 14-16

  • መዝሙር 22ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ኣምላኽ ‘ንዅሉ፡ ኵሉ ኪኸውን እዩ’”፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ቈረ 15:24, 25—መሲሓዊት መንግስቲ ኣምላኽ ንዅሎም ጸላእቲ ኣምላኽ ከተጥፍኦም እያ (w98 1/7 21 ¶10)

    • 1ቈረ 15:26—ሞት ኪስዓር እዩ (kr 237 ¶21)

    • 1ቈረ 15:27, 28—ክርስቶስ ነታ መንግስቲ ንየሆዋ ኼረክቦ እዩ (w12 15/9 12 ¶17)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • 1ቈረ 14:34, 35—ሃዋርያ ጳውሎስ፡ ደቂ ኣንስትዮ ኸይዛረባ ኸልኪሉ ድዩ፧ (w12 1/9 9፡ ሳጹን)

    • 1ቈረ 15:53—ዘይመውትን ዘይሓልፍን እንታይ ማለት እዩ፧ (it-1-E 1197-1198)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ቈረ 14:20-40 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጡላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 9)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 69

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 16

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 73ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ