8-14 ሚያዝያ
1 ቈረንቶስ 10-13
መዝሙር 30ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ እሙን እዩ”፦ (10 ደቒቕ)
1ቈረ 10:13—የሆዋ፡ ንዜጋጥመና ፈተናታት ኣይመርጸልናን እዩ (w17.02 29-30)
1ቈረ 10:13—“ንሰብ ዘይበጽሖ” ፈተናታት ኣይበጽሓናን እዩ
1ቈረ 10:13—ብየሆዋ እንተ ተኣሚንና፡ ዝዀነ ይኹን ፈተና ኽንጻወሮ ይሕግዘና እዩ
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
1ቈረ 10:8—እዚ ጥቕሲ እዚኣ፡ እቶም ዝመንዘሩ እሞ ብሓንቲ መዓልቲ ዝሞቱ 23,000 ምዃኖም ኪገልጽ ከሎ፡ ኣብ ዘሁልቍ 25:9 ግና 24,000 ምዃኖም እተገልጸ ስለምንታይ እዩ፧ (w04 1/4 29)
1ቈረ 11:5, 6, 10—ሓንቲ ኣስፋሒት መንግስቲ ኣምላኽ፡ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ክትመርሕ ከላ ምስኣ ሓደ ኣስፋሒ እንተ ኣልዩ፡ ርእሳ ኽትጕልበብ ኣለዋ ድዩ፧ (w15 15/2 30)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ቈረ 10:1-17 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 3)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣፋልጥ። (th መጽናዕቲ 6)