ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 2 ቈረንቶስ 1-3
የሆዋ—“ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ”
የሆዋ ንዝሓዘኑ ዜጸናንዓሉ ሓደ መገዲ፡ ብክርስትያናዊት ጉባኤ ኣቢሉ እዩ። ንዝሓዘኑ ኸነጸናንዓሉ እንኽእል ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧
ከይኰለፍካ ጽን ኢልካ ስምዓዮም
‘ምስቶም ዚበኽዩ ብኸ።’—ሮሜ 12:15
ብካርድ፡ ብኢ-መይል፡ ወይ ብሞባይል መልእኽቲ ብምጽሓፍ ዜተባብዕ ነገር ልኣኸሎም።—w17.07 15፡ ሳጹን
ምሳታቶም ኴንካ ምእንታኦም ጸሊ