ሚያዝያ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ ሚያዝያ 2020 ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት 6-12 ሚያዝያ 13-19 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 31 ያእቆብን ላባንን ኪዳን ሰላም ገበሩ 20-26 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 32-33 በረኸት ንምርካብ ትቃለስዶ ኣለኻ፧ ክርስትያናዊ ህይወት ልዕሊ ዅሉ ዜገድሰኒ እንታይ እዩ፧ 27 ሚያዝያ–3 ግንቦት ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 34-35 ሳዕቤን ሕማቕ ዕርክነት ክርስትያናዊ ህይወት “ጓኖት ኣማልኽቲ ኣርሕቑ”