ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሚያዝያ ገጽ 6
  • 27 ሚያዝያ–3 ግንቦት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 27 ሚያዝያ–3 ግንቦት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሚያዝያ ገጽ 6

27 ሚያዝያ–3 ግንቦት

ዘፍጥረት 34-35

  • መዝሙር 28ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ሳዕቤን ሕማቕ ዕርክነት”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 34:1—ዲና ንኣዋልድ ከነኣን ብተደጋጋሚ ትኸደን ነበረት (w97 1/2 30 ¶4)

    • ዘፍ 34:2—ሴኬም ንዲና ዓመጻ (lvs 124 ¶14)

    • ዘፍ 34:7, 25—ስምኦንን ሌዊን ንሴኬምን ኣብ ከተማኡ ንዚነብር ተባዕታይ ዘበለ ዅሉን ቀተሉ (w09 1/9 21 ¶1-2)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 35:8—ዴቦራ መን እያ ነይራ፧ ካብኣኸ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (it-1 600 ¶4)

    • ዘፍ 35:22-26—እቲ ናብ መሲሕ ዚመርሕ መስመር ወለዶ ምስ መሰል ብዅርና ምትእስሳር ከም ዘይነበሮ ብኸመይ ንፈልጥ፧ (w17.12 14)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 34:1-19 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ኤልሳ፡ ልቢ ኺትትንኪ ዝጸዓረት ብኸመይ እያ፧ በታ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ ጌርና መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ከነጀምር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 13)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) fg ትምህርቲ 4 ¶6-7 (th መጽናዕቲ 14)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 40

  • “ጓኖት ኣማልኽቲ ኣርሕቑ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘ንድያብሎስ ተጻረርዎ’ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 62

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 31ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ