ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሚያዝያ ገጽ 4
  • ያእቆብን ላባንን ኪዳን ሰላም ገበሩ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ያእቆብን ላባንን ኪዳን ሰላም ገበሩ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • ያእቆብ ንመንፈሳዊ ነገራት ኣኽቢሩ ይርኢ ነበረ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ያእቆብ ናብ ካራን ይኸይድ
    መጽሓፈይ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታታት
  • ንስድራ ቤቱ ንምዕቋብ ምስ ሓደጋ ፊት ንፊት ተጋጠመ
    ብትብዓት ምስ ኣምላኽ ተመላለስ
  • “መንግስቲ ኻህናት” ክትኰኑ ኢኹም
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2014
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሚያዝያ ገጽ 4

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 31

ያእቆብን ላባንን ኪዳን ሰላም ገበሩ

31:44-53

ያእቆብን ላባንን ኣእማን ዝጨርሑ ስለምንታይ እዮም፧

  • ኪዳን ሰላም ከም ዝገበሩ ንዅሎም ሓለፍቲ መገዲ ምስክር ምእንቲ ኪኸውን

  • ነቲ ኺዳን ሰላም ከም ዚሕልዉ የሆዋ ዚቋመት ምዃኑ ምእንቲ ኼዘኻኽሮም

ስእልታት፦ 1. ኣብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ክልተ ኣሓት ብዅራ ይጠማመታ። ኣብ ድሕሪት ኣሕዋትን ኣሓትን ይስሕቁን የዕልሉን። 2. እተን ተዃርየን ዝነበራ ኣሓት ኣብ ካፈ ኾፍ ኢለን ቡን እናሰተያ የዕልላ። እተጠቕለለ ህያብን መጽሓፍ ቅዱስን ኣብቲ ሰደቓ ኣሎ።

ሎሚ፡ የሆዋ ንህዝቡ ሰላማዊ ርክብ ኪህልዎም ይጽበዮም እዩ። እዚ ሰለስተ ስጕምቲ፡ ሰላም ንምግባር ወይ ሰላም ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ብኸመይ ይሕግዘና፧

  • ምዝርራብ።—ማቴ 5:23, 24

  • ብናጻ ይቕረ ምባል።—ቈሎ 3:13

  • ዓቃል ምዃን።—ሮሜ 12:21

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ