ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሚያዝያ ገጽ 5
  • 20-26 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 20-26 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሚያዝያ ገጽ 5

20-26 ሚያዝያ

ዘፍጥረት 32-33

  • መዝሙር 21ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “በረኸት ንምርካብ ትቃለስዶ ኣለኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 32:24—ያእቆብ ምስ መልኣኽ ተቓለሰ (w03 15/8 25 ¶3)

    • ዘፍ 32:25, 26—ያእቆብ በረኸት ክሳዕ ዚረክብ ኣይተሓለለን (it-2 190)

    • ዘፍ 32:27, 28—ያእቆብ ስለ እተጻወረ ተባረኸ (it-1 1228)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 32:11, 13-15—ነቲ ያእቆብ ሰላም ንምግባር ዝገበሮ ሓያል ጻዕሪ ብኸመይ ክንቀድሖ ንኽእል፧ (w10 15/6 22 ¶10-11)

    • ዘፍ 33:20—ያእቆብ ነቲ መሰውኢ፡ “ኣምላኽ፡ ኣምላኽ እስራኤል” ኢሉ ዝሰመዮ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 980)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 32:1-21 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ኤልሳ ልክዕን ዜእምንን ምስክርነት ዝሃበት ብኸመይ እያ፧ ኤልሳን ሜሮንን ተሓባቢረን ምስክርነት ዝሃባ ብኸመይ እየን፧

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 12)

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ።(th መጽናዕቲ 16)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 35

  • “ልዕሊ ዅሉ ዜገድሰኒ እንታይ እዩ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣብ መንፈሳዊ ሸቶታት ኣተኵር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 61

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 42ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ