ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb20 ሚያዝያ ገጽ 6
  • ሳዕቤን ሕማቕ ዕርክነት

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • ሳዕቤን ሕማቕ ዕርክነት
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
  • ተመሳሳሊ ጽሑፍ
  • መንፈሳዊ ዘረባ ይሃንጽ
    መንግስቲ የሆዋ እትእውጅ ግምቢ ዘብዐኛ—2003
  • ናይ መዛኑ ጸቕጥን ንኽትሰብኽ ዘሎካ መሰልን
    ናይ መንግስቲ ኣገልግሎትና—2000
  • ምስቶም ንየሆዋ ዜፍቅርዎ ግዜ ኣሕልፍ
    ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2019
  • ነቶም ኣምላኽ ዜፍቅሮም ኣፍቅር
    “ንርእስኹም ብፍቕሪ ኣምላኽ ሓልውዋ”
ዝያዳ ርአ
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2020
mwb20 ሚያዝያ ገጽ 6
ሓደ ሓው ድሕሪ እዋን ስራሕ ምስ መሳርሕቱ ዀይኑ ብዘይ መደብ መስተ ይሰቲ። ብዛዕባ ኽዳን፡ ብዛዕባ ጸወታታት ቪድዮ፡ ብዛዕባ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ኬዕልሉ ኸለዉ ጽን ኢሉ ይሰምዖም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 34-35

ሳዕቤን ሕማቕ ዕርክነት

34:1, 2, 7, 25

ንጐረባብትና፡ ንመሳርሕትና፡ ወይ ንመማህርትና ገለ ጽቡቕ ባህርያት ንርእየሎም ንኸውን። ግናኸ፡ ብሓቂዶ ጥዑያት ኣዕሩኽ እዮም፧ ምሳታቶም ዕርክነት ንምምስራት ወይ ንዘይምምስራት ክንውስን እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧

  • ምሳታቶም ዘሎኒ ዕርክነት ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎኒ ርክብ የመሓይሾ ድዩ፧

  • ዝርርቦም ብዛዕባ እቲ ዜገድሶም ነገር እንታይ እዩ ዚሕብር፧—ማቴ 12:34

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሐተታ፦ ‘ኣዕሩኸይ ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎኒ ርክብ ብኸመይ ይጸልውዎ፧’

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ