ነሓሰ መደብ 11 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን ሚእቲ ዓመት ዝጸንሐ ግዝኣት መንግስቲ ኣምላኽ! 1914-2014 ነታ ብዛዕባ ወብ ሳይት እትገልጽ ሓዳስ ትራክት ተጠቐመላ ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽ ብትብዓት ተዛረብ መደብ 18 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን ሚእቲ ዓመት ዝጸንሐ ኣዋጅ መንግስቲ ኣምላኽ መደብ 25 ነሓሰ እትጅምር ሰሙን ድግማ ቤት ትምህርቲ ቲኦክራስያዊ ኣገልግሎት መደብ 1 መስከረም እትጅምር ሰሙን ምልክታታት ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት ጕሉሕ ነጥብታት ኣገልግሎት ወፍሪ