ሚያዝያ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ሚያዝያ 2017 ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት 3-9 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 17-21 የሆዋ ንኣተሓሳስባኻን ንኣካይዳኻን ኪቐርጾ ፍቐደሉ ክርስትያናዊ ህይወት ብሓጐስ ንቀበሎም 10-16 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 22-24 ‘ንየሆዋ ዚፈልጥ ልቢ’ ድዩ ዘሎካ፧ ክርስትያናዊ ህይወት ንዘይንጡፍ ክርስትያን ከተተባብዕ ትኽእል ኢኻ 17-23 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 25-28 ከም ኤርምያስ ተባዕ ኩን ክርስትያናዊ ህይወት መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ትብዓት ይህብ 24-30 ሚያዝያ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 29-31 የሆዋ ብዛዕባ ሓድሽ ኪዳን ተነበየ