ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሚያዝያ ገጽ 6
  • 17-23 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 17-23 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሚያዝያ ገጽ 6

17-23 ሚያዝያ

ኤርምያስ 25-28

  • መዝሙር 73ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ከም ኤርምያስ ተባዕ ኩን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 26:2-6—የሆዋ ንኤርምያስ ናይ መጠንቐቕታ መልእኽቲ ኺእውጅ መምርሒ ሃቦ (w09 1/12 24 ¶6)

    • ኤር 26:8, 9, 12, 13—ኤርምያስ ብተጻረርቱ ኣይፈርሀን (jr 21 ¶13)

    • ኤር 26:16, 24—የሆዋ ነቲ ተባዕ ነብዪኡ ኣዕቈቦ (w09 1/12 25 ¶1)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 27:2, 3—መልእኽተኛታት ካብ እተፈላለያ ሃገራት ናብ የሩሳሌም ዝመጹ ስለምንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ ኤርምያስከ ኣርዑታት ዜቕረበሎም ስለምንታይ እዩ፧ (jr 27 ¶21)

    • ኤር 28:11—ኤርምያስ፡ ሃናንያ ምስ ተቓወሞ ብምምዝዛን ምላሽ ዝሃበ ብኸመይ እዩ፧ ካብ ኣብነቱኸ እንታይ ንምሃር፧ (jr 187-188 ¶11-12)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 27:12-22

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-36—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-36—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 7 ¶4-5—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 61

  • “መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ትብዓት ይህብ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንሸቃሎ ዘተባብዐት መዝሙር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮ ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ ቃለ መጠይቓትን ተመክሮታትን ርአ።)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 1-12

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 7ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ