ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሚያዝያ ገጽ 8
  • 24-30 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 24-30 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሚያዝያ ገጽ 8

24-30 ሚያዝያ

ኤርምያስ 29-31

  • መዝሙር 27ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ብዛዕባ ሓድሽ ኪዳን ተነበየ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 31:31—ሓድሽ ኪዳን፡ ዘመናት ኣቐዲሙ እዩ ብትንቢት ተነጊሩ (it-1-E 524 ¶3-4፣ w14 15/10 14-16 ¶7, 8, 12)

    • ኤር 31:32, 33—እቲ ሓድሽ ኪዳን ካብ ሕጊ ሙሴ እተፈልየ እዩ (jr 173-174 ¶11-12)

    • ኤር 31:34—እቲ ሓድሽ ኪዳን ምሉእ ሕድገት ሓጢኣት ከም ዚርከብ ኣኽኣለ (jr 177 ¶18)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 29:4, 7—ኣይሁዳውያን ምሩኻት “ሰላም” ባቢሎን ‘ኪደልዩ’ እተኣዘዙ ስለምንታይ እዮም፧ (w96 1/5 11 ¶5)

    • ኤር 29:10—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ ልክዕነት ትንቢት መጽሓፍ ቅዱስ እተርኢ ብኸመይ እያ፧ (g-E 6/12 14 ¶1-2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 13:15-27

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ማቴ 6:10—ሓቂ ምሃር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 9:6, 7፣ ራእ 16:14-16—ሓቂ ምሃር።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w14 15/12 21—ፍረ ነገር፦ ኤርምያስ፡ ራሄል ንደቃ ኸም ዝበኸየትሎም ኪገልጽ ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 129

  • መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ፦ (15 ደቒቕ) መደረ።  ካብቲ ኣብ ናይ ሚያዝያ 2016 ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን ዚርከብ፡ “መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ” ከምኡ እውን “ወፈራ ወረቐት ዕደመ ኣኼባ ዞባ” ዚብል ዓንቀጻት ምስዚ ዚኸይድ ነጥብታት ጥቐስ። ነታ መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ንወለዲ ኣብ ድሕሪት ገጽ እቲ ንኣሽቱ ደቆም ዚገብርዎ ባጅ ካርድ፡ ቍጽሪ ሞባይሎም ኪጽሕፉ ኣተባብዓዮም። ከምኡ ምግባር፡ እቶም ኣአንገድቲ ዝጠፍአ ቘልዓ ምስ ዚረኽቡ ንወለዱ ኺረኽብዎም ይሕግዞም። ን2017 ኣኼባ ዞባ ውዕዉዕ መንፈስ ከም ዜሕድሩ ግበር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 13-25፡ ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 119ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ