ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሚያዝያ ገጽ 4
  • 10-16 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 10-16 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሚያዝያ ገጽ 4

10-16 ሚያዝያ

ኤርምያስ 22-24

  • መዝሙር 36ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “‘ንየሆዋ ዚፈልጥ ልቢ’ ድዩ ዘሎካ፧”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 24:1-3—የሆዋ ንሰባት ምስ በለስ ኣነጻጸሮም (w13 15/3 8 ¶2)

    • ኤር 24:4-7—እቲ ጽቡቕ በለስ ነቶም ተቐባልን እዙዝን ልቢ ዝነበሮም ሰባት የመልክት (w13 15/3 8 ¶4)

    • ኤር 24:8-10—እቲ ሕማቕ በለስ ነቶም ዓለወኛን ዘይእዙዝን ልቢ ዝነበሮም ሰባት የመልክት (w13 15/3 8 ¶3)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 22:30—እዚ ኣዋጅ እዚ፡ የሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝፋን ዳዊት ኪድይብ ንዘለዎ መሰል ዘየፍረሶ ስለምንታይ እዩ፧ (w07 15/3 10 ¶10)

    • ኤር 23:33—‘ጾር የሆዋ’ እንታይ እዩ፧ (w07 15/3 11 ¶1)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 23:25-36

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.2 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.2 ገበር—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 5 ¶1-2—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 38

  • “ንዘይንጡፍ ክርስትያን ከተተባብዕ ትኽእል ኢኻ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንዘይንጡፋት ኣተባብዓዮም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮ ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ መጽሓፍ ቅዱስ ርአ።)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 12 ሕ.ጽ. 13-25፡ ክለሳ ምዕራፍ

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 122ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ