ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb17 ሚያዝያ ገጽ 2
  • 3-9 ሚያዝያ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 3-9 ሚያዝያ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2017
mwb17 ሚያዝያ ገጽ 2

3-9 ሚያዝያ

ኤርምያስ 17-21

  • መዝሙር 88ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “የሆዋ ንኣተሓሳስባኻን ንኣካይዳኻን ኪቐርጾ ፍቐደሉ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 18:1-4—ሓደ ሰራሕ ካይላ ኣብ መሬት ስልጣን ኣለዎ (w99 1/4 22 ¶3)

    • ኤር 18:5-10—የሆዋ ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰብ ስልጣን ኣለዎ (it-2-E 776 ¶4)

    • ኤር 18:11—የሆዋ ምእንቲ ኪቐርጸካ ጽቡቕ ምላሽ ሃብ (w99 1/4 22 ¶4-5)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 17:9—ጥልመት ልቢ ብኸመይ ኪንጸባረቕ ይኽእል፧ (w01 15/10 25 ¶13)

    • ኤር 20:7—የሆዋ ንኤርምያስ ዝበርትዖን ዘዐሸዎን ብኸመይ እዩ፧ (w07 15/3 9 ¶6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 21:3-14

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ንዅሎም ኣስፋሕቲ፡ ነታ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ ዘርእስታ ትራክት እተቐበሉ ሰባት ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪገብሩሎም ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 85

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ) ከም ኣማራጺ፡ ነቲ ኻብ መጽሓፍ ዓመት ዝረኸብኩምዎ ትምህርቲ ተመያየጡሉ። (yb16-E 22)

  • “ብሓጐስ ንቀበሎም”፦ (10 ደቒቕ) ሰለስተ ደቒቕ ዚወስድ መደረ ብምቕራብ ጀምር። ነታ ስቲቭ ገርደስ፦ ነቲ ሰላምታ ፈጺምና ኣይንርስዖን ኢና ዘርእስታ ቪድዮ ብምርኣይ ዛዝም። (ቪድዮ ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ ቃለ መጠይቓትን ተመክሮታትን ርአ።)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 12 ሕ.ጽ. 1-12

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 55ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ