1 ጥቅምቲ ኣብ ሓደ ህያው ኣምላኽ ክትኣምን ትኽእል ዲኻ፧ ነቲ ህያው ኣምላኽ የሆዋ ፍለጦ ነቲ ኣብታ “ዘይትጽበያ ሃገር” ዘሎ ብድሆታት ምስናፉ ቃል ኣምላኽ ንዘለኣለም ይነብር ነቲ መንፈስ ዝነፈሶ ቃል ኣምላኽ ብተኣማንነት ምድጋፍ በቲ ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ንነዊሕ ግዜ ዘሕለፍክዎ ህይወት ሕጕስቲ ኢየ መንፈስ ዓለም ይምርዘካዶ ኣሎ ኢዩ፧ ሹኔም ብፍቕርን ዓመጽን እተፈልጠት ከተማ ነቶም እተሸገሩ ፍቕሪ ምርኣይ ክትብጻሕ ምደለኻዶ፧