ሓምለ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ፡ ሓምለ 2018 ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት 2-8 ሓምለ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 6-7 ብልግሲ ስፈሩ 9-15 ሓምለ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 8-9 ሰዓብየይ ኩን—እንታይ የድሊ፧ 16-22 ሓምለ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 10-11 ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ሕያዋይ ሳምራዊ ክርስትያናዊ ህይወት ገለልትነት ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ (ሚክ 4:2) 23-29 ሓምለ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 12-13 “ንስኻትኩም ካብ ብዙሓት ጨራሩ ትበልጹ ኢኹም” 30 ሓምለ–5 ነሓሰ ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 14-16 ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ዝጠፍአ ወዲ ክርስትያናዊ ህይወት እቲ ዘራዊ ወዲ ተመሊሱ