ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሓምለ ገጽ 2
  • 2-8 ሓምለ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 2-8 ሓምለ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሓምለ ገጽ 2

2-8 ሓምለ

ሉቃስ 6-7

  • መዝሙር 109ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ብልግሲ ስፈሩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሉቃ 6:37—ይቕረ ንብል እንተ ዄንና፡ ሰባት እውን ይቕረ ኺብሉልና እዮም (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ፡ w08 15/5 9-10 ¶13-14)

    • ሉቃ 6:38—ምሃብ ልማድና ኪኸውን ኣለዎ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 6:38—ሰባት በቲ ንኻልኦት ዝሰፈርናሎም መስፈሪ እዮም ዚሰፍሩልና (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሉቃ 6:12, 13—ዓበይቲ ውሳነታት ኪገብሩ ንዜድልዮም ክርስትያናት፡ የሱስ ሰናይ ኣብነት ዝሓደገ ብኸመይ እዩ፧ (w07 1/8 6 ¶2)

    • ሉቃ 7:35—ግዳይ ሕሜት እንተ ዄንና፡ ቃላት የሱስ ኪሕግዘና ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 7:36-50

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 197-198 ¶4-5

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 108

  • ንልግሲ የሆዋ ቕድሓዮ፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦

    • የሆዋን የሱስን ልግሲ ዘርኣዩ ብኸመይ እዮም፧

    • ለጋሳት ምስ እንኸውን የሆዋ ዚባርኸና ብኸመይ እዩ፧

    • ይቕረ ብምባል ዝመጸ ለጋስ ምዃን ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧

    • ግዜና ኽንልግስ እንኽእለሉ ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧

    • ናእዳ ብምሃብ ለጋሳት ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 14 ሕ.ጽ. 8-14፡ “ንኽብሪ ኣምላኽ ሞይቱ” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 55ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ