ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • mwb18 ሓምለ ገጽ 6
  • 30 ሓምለ–5 ነሓሰ

ኣብዚ ዝመረጽካዮ፡ ቪድዮ ኣይተረኽበን።

እቲ ቪድዮ ኪኽፈት ኣይከኣለን።

  • 30 ሓምለ–5 ነሓሰ
  • ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን—ደብተር ኣኼባ—2018
mwb18 ሓምለ ገጽ 6

30 ሓምለ–5 ነሓሰ

ሉቃስ 14-16

  • መዝሙር 125ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • “ምሳልያዊ ዛንታ እቲ ዝጠፍአ ወዲ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሉቃ 15:11-16—ሓደ ፋሉል ወዲ ንጥሪቱ ብዝርጋን ዘረዎ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 15:17-24—እቲ ወዲ ተነሲሑ፡ እቲ ፈቃር ኣቦኡ ድማ ሓንጐፋይ ኢሉ ተቐቢልዎ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 15:25-32—ኣተሓሳስባ እቲ ዓብዪ ወዲ ተዓርዩ

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሉቃ 14:26—እቲ “እንተ ዘይጸሊኡ” ዚብል ኣበሃህላ፡ ኣብዚ ሓሳብ እዚ እንታይ ትርጉም ኣለዋ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 16:10-13—የሱስ ብዛዕባ “ገንዘብ ዓመጻ” ኺዛረብ ከሎ እንታይ እዩ ኼጕልሕ ደልዩ፧ (w17.07 8-9 ¶7-8)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 14:1-14

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ፡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) lvs 37-38 ¶14-15

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 107

  • “እቲ ዘራዊ ወዲ ተመሊሱ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ እቲ ዘራዊ ወዲ ተመሊሱ–ቍንጽል (እንግሊዝኛ) ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 15 ሕ.ጽ. 18-28

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 34ን ጸሎትን

    ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
    ውጻእ
    እቶ
    • ትግርኛ
    • ስደድ
    • ኣማራጺታት
    • Copyright © 2026 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
    • ውዕል ኣጠቓቕማ
    • ፖሊሲ ምስጢራውነት
    • ግላዊ መሳርዕ
    • JW.ORG
    • እቶ
    ስደድ